ግብረ-መልሲ ኣጋይሽን ተቐበልቲን ቀዳመይቲ በረራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ንልዕሊ ዓመትን ሽዱሽተ ኣዋርሕን ተቛሪጹ ዝጸንሐ ንግዳዊ በረራ መቐለ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ረቡዕ ብዝኣተወት ቀዳመይቲ ነፋሪት ጀሚሩ ኣሎ። እዛ ቀደመይቲ በረራ 138 ተጓዓዝቲ ሒዛ’ያ ኣትያ ንገለ ካብቶም ኣጋይሽን ተቐበልቲን ኣዘራሪብና ኣለና።