ግብረ መልሲ ህውሓት ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ንዘጋጠመ መጥቓዕቲ

ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰባት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኢድ ህወሓት ኣሎ ተባሂሉ ዝተገለፀ ጠሚቱ ንሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ወይዘሮ ሊያ ካሳ ምላሽ ሓቲትናየን ኣለና::

እተን ሓላፊት "ህዝቢ ብዝግባእ ከማሓድሩ ዘይከኣሉ ኣመራርሓ: ህዝቢ ምንም ኣይፈልጥን ኢሎም ብምንዓቕ ንዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታ ንሳልሳይ ወገን ናይ ምጥባቕ ልማድ እዩ ክብላ ነቲ ክሲ ነፂገንኦ::

ህወሓት ይኹን መንግስቲ ትግራይ ኣብ ከምዚ ዓይነት ፀያፍ ተግባር ከምዘይሳተፉ: ቅድሚ ሐዚ ኣብ ዝሰርሕዎ ስራሕን ካብ ዝኽተልዎ መትከል ይፍለጥ እዩ ኢለን::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ግብረ መልሲ ህውሓት ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ንዘጋጠመ መጥቓዕቲ