ግርማይ ራያ ካብ “ሽፍትነቱ” ተመሊሱ ኣሎ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰፊሕ ተቐባልነት ዝረኸበት “ብፍቕሪ ሸፊተ” እትብል ናይ ቪድዮ ክሊፕን ካልእን ዘፍረየ ግርማይ በላይ (ግርማይ ራያ) ንንውሕ ዝብለ እዋን ካብ ሰማዕቲ ተኸዊሉ’ዩ ጸኒሑ። ጽልዋ ዝዓበየሉ ኣብ ስነ-ጥበባዊ ህይወቱ ዝተጻወቶ ተራ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ቀረባ እዋን ሒዙዎ ብዛዕባ ዘሎ መደብ ኣውጊዑና ኣሎ።