መቐለ —
ኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ክልል ትግራይን ወሃብ-ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ንህሉዊ ፖለቲካዊ ምዕባለ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም ነይሮም።
ኣይተ ጌታቸው ብዛዕባ ብውድቦም ዝቐረበ ፃውዒት ምቍራፅ ተፃብኦን ምቕባል ብኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝምእከል ዘተ-ሰላም ኣመልኪቶም’ውን ጠቒሶም ኣለዉ።