ጋዜጠኛታት ድምጺ ወያነ ብስእነት ናጽነትን ሕመቕ መሪሕነት ስርሖም ምግዳፎም ይገልጹ፡ እቲ ትካል ግን ነዚ ይነጽግ

Your browser doesn’t support HTML5

ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ ትግራይ ኣብቲ ትካል ናፅነት ሚድያ ብዘይምህላውን ሕመቕ መሪሕነት ኣሎ ብምባል ካብ ስርሖም ይወፅኡ ምህላዎም ካብቲ ትካል ዝወፅኡ ጋዜጠኛታት ገሊፆም። እቲ ትካልን ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይን ግን እቲ ምኽንያት ካልእ ምዃኑ ይሕብሩ።