መቐለ —
ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ ትግራይ ኣብቲ ትካል ናፅነት ሚድያ ብዘይምህላውን ሕመቕ መሪሕነት ኣሎ ብምባል ካብ ስርሖም ይወፅኡ ምህላዎም ካብቲ ትካል ዝወፅኡ ጋዜጠኛታት ገሊፆም።
እቲ ትካልን ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይን ግን እቲ ምኽንያት ካልእ ምዃኑ ይሕብሩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ጋዜጠኛታት ድምጺ ወያነ ብስእነት ናጽነትን ሕመቕ መሪሕነት ስርሖም ምግዳፎም ይገልጹ፡ እቲ ትካል ግን ነዚ ይነጽግ