ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ገጢመን
Your browser doesn’t support HTML5
ድሕሪ ሓደ ዓመት ንፈለማ እዋን ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ከተማታት መቐለን ኣክሱምን ተኻይዱ።
ኣብ ፕሪይመር ሊግ ወልዋሎ ምስ ፋሲል ባዶ ን ባዶ ክፈላለያ ከለዋ ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ድማ ሓወልቲ ኣክሱም ንደሴ 2 ን 1 ተዓዊታ’ላ።