መቐለ —
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ንናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ አፈጻጽማ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከምዝገምገመ ተገሊጹ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ዶ/ር ኣብርሃም በላይ፣ ንዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይትግበር ዝነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፣ ንተወሳኺ ጊዘ ከይናዋሕ ብምግባር፣ ህዝቢ ኣብ ከይዲ ምኽባር ሰላሙን ደሕንነቱን ዝለዓለ ተሳትፎ ክህልዎ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ’ ምባሎም ተሓቢሩ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ 6 ኣዋርሕ ኣፈጻጽማ ስራሕ'ቲ ምምሕዳር ምግምጋሙ ተገሊጹ