ጉዕዞ ዓድዋ

Your browser doesn’t support HTML5

ንዝኽሪ’ቲ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ ‘ዓወት ዓድዋ’ ካብ አዲስ አበባ ተበጊሶም ናብ ዓድዋ ንምብጻሕ ቕድሚ 45 መዓልታት ዝተበገሱ አባላት ጉዕዞ ዓድዋ፡ መራሒ ሰራዊት ኢጣልያ ጀነራል ታቦርሜዳ ኣብ ዝተቐብረሉ ማርያም ሸዊቶ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዝበጽሕሉ እዋን ዝተወስደ’ዩ።