ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ለውጢ’ቲ ውድብ ዝተኾረ አኼብኡ አቓኒዑ

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 11 ፍሉይ አኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ መራሕቲ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኸብሉ ብቐዳምን ሰንበትን ሕዳር 17ን 18,2018 ኣብ አዲስ አበባ ተካይዱ። ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃን ዓለምን ዝረአ ለውጢ ኣብ ግምት ብምእታው ን አድላይነትን ህጹጽነትን ለውጢ’ቲ ውድብ ቀንዲ ዛዕባ’ቲ ኣኼባ ምንባሩ ተገሊጹ።