ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ኣብ መቐለ ፈተነ መጥቓዕቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊጹ

ኣቦ መንበር ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቃስ ትግራይ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ቀብሪ ዝተቐተሉ ጀነራላት ንምስታፍ ኣብ ዝኸድሉ እዋን ብመናእሰይ ፈተነ መጥቃዕቲ ከምዝተኻየደ ገሊጾም።

ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ብሓገዝ ሓይልታት ፀጥታ ካብቲ መጥቃዕቲ ምውጽኦም ተገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዶ/ር አረጋዊ በርሀ ኣብ መቐለ ፈተመ መጥቓዕቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊጹ