ቀርኒ ኣፍሪቃ ኤርትራ:ድርብ ሓጹር ምስጋር- ኣብነታዊት ሓረስታይ ጥቅምቲ 26, 2022 ብርሃነ በርሀ Your browser doesn’t support HTML5 ድርብ ሓጹር ምስጋር ኣስመራ — ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ናይ ኣዒንቲ ዕውረት ዘጋጠማ ንግስቲ ኣውዓሎም፡ ድሕሪ ናጽነት ናብራኣ ንምምራሕ ካብ ካልእ ኣይተጸበየትን። ብውሑዳት ደርሆ ኣብ ገዛኣ ንዝጀመረቶ ስራሕ ሕርሻ ድማ ሕጂ ሰፊሑስ ኣስራሒትን ኣውፋሪትን ኰይና ኣላ። ነዛ ኣብነታዊት ሓረስታይ ኣዘራሪብናያ ኣለና።