ድሕሪ'ቲ 'ካልእ' ግጭት ኢትዮጵያ እንታይ'ዩ ዘሎ?

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ኣብ ወርሒ ሰነ ብሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብታ ሃገር ተወሳኺ ኲናት ሕድሕድ ክሰፍሕ ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት ክውስኽ ገይሩ ኣሎ። ሪፖርተር ድምፂ ኣመሪካ ብድሕሪ እቲ መጥቓዕቲ ክህልው ዝኽእልን ኣብ ደሕንነት ፀጥታ ኢትዮጵያ ዝህልዎ ትርጉምን አመልኪቱ ንሰበስልጣን እቲ ኸባቢን ተንተንቲን ኣዘራሪቡ'ሎ።