ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ ኣብ ወርሒ ሰነ ብሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብታ ሃገር ተወሳኺ ኲናት ሕድሕድ ክሰፍሕ ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት ክውስኽ ገይሩ ኣሎ።
ሪፖርተር ድምፂ ኣመሪካ ብድሕሪ እቲ መጥቓዕቲ ክህልው ዝኽእልን ኣብ ደሕንነት ፀጥታ ኢትዮጵያ ዝህልዎ ትርጉምን አመልኪቱ ንሰበስልጣን እቲ ኸባቢን ተንተንቲን ኣዘራሪቡ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ድሕሪ'ቲ 'ካልእ' ግጭት ኢትዮጵያ እንታይ'ዩ ዘሎ?