ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ፤ ምድላው ንበዓል ልደት ተፈላልዮም ዝነበሩ ስድራቤት

Your browser doesn’t support HTML5

ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ፤ ምድላው ንበዓል ልደት ተፈላልዮም ዝነበሩ ስድራቤት

ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናትን ዝሰዓበ ምቍራጽ መራኸቢታትን፡ ኣብ ኣዲስ-ኣበባን መቐለን ተፈላልዮም ዝነበሩ ስድራቤታት ንህዝባዊ በዓላት ብግቡእ ከስተማቕሩዎ ዕድል ኣይጸንሖምን። ሕጂ ድሕሪ ምጅማር በረራ ናብ መቐለ ዝተመልሰ ኣቦ፡ ምስታ ዳግም ዝተኣኻኸበት ስድራ፡ በዓል ንምሕላፍ ከመይ ይዳለዉ ኣለዉ ዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።