ዳይሬክተር ድምጺ ኣመሪካ ነበር ኣማንዳ በነት ንኣህጉራዊ ሚድያ ኣመሪካ ክትመርሕ ትምዘዝ

Your browser doesn’t support HTML5

ዳይሬክተር ድምጺ ኣመሪካ ኮይና ዝሰርሐት ኣመንዳ በነት፡ ሕጅ`ውን ነቲ ድምጺ ኣመሪካ`ውን ዝሓቁፍ ትካል ኣህጉራዊ ሚድያ ኣመሪካ ንክትመርሕ ብፕረዚደንት ባይደን ድሕሪ ምምዛዛ፡ ኮሚቴ ሰነት ኣመሪካ ከጽድቐላ ይቀራረብ ኣሎ። ኣመንዳ በነት ብዛዕባ ብድሆታት ሚድያ፡ ስግኣት ጋዜጠኛታትን ምዕፋን ናጻ-ፕረስ ኣብ ዙርያ ዓለምን ሕቶታት ቀሪቡላ ኔሩ።