ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍሉ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ

Your browser doesn’t support HTML5

"ፋራ ጋዶ" ብምባል ዝፍለጥ ህዝቢ ሲዳማ ብክልል ደረጃ ክመሓደር ዝሓትት ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፋሉ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብሶሉስ ተኻይዱ።