ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ካብ ትግባረ ስምምዕ ሰላምን ምቁራጽ ተጻብኦን ትጽቢተን ይገልጻ

Your browser doesn’t support HTML5

ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ካብ ትግባረ ስምምዕ ሰላምን ምቁራጽ ተጻብኦን ትጽቢተን ይገልጻ

ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ብዝተኻየደ ዘተ ስዒቡ ዝተኸትመ ስምምዕ ሰላምን ምቁራፅ ተፃብኦን ስዒቡ ይካየድ ንዘሎ ትግባረ ደቂ ኣንስትዮ ክል ትግራይ ትፅቢተን እንታይ ይመስል?