ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ፖለቲካ ዘለወን ኣረኣእያ ኣሉታዊ እዩ ክብል ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ

ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንኣመራርሓ ፖለቲካ ኾነ ብዛዕባ ፖለቲካ ዘለወን ኣረኣእያ ኣሉታዊ እዩ ክብል ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ።

ፖለቲካዊ ተሳተፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝመፅእ ሃገራዊ ምርጫ ዘሕድሮ ተጽዕኖ ክብ ንምባል ከምዝስራሕ መራሕቲ ጥምረት ማሕበራት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ገሊፀን ኣለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ፖለቲካ ዘለወን ኣረኣእያ ኣሉታዊ እዩ ክብል ሓደ መፅናዕቲ ሓቢሩ [DRAFT]