ደቂ ኣንስትዮ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰልፊ አካይደን

  • ዜና ቪኦኤ

ደቂ ኣንስትዮ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ብምትእኽኻብ ‘ኩሎም ፖለቲካዊ እሱራት ይፈትሑ’ ክብላ ድምፀን የስምዓ ኣለዋ።

ጫልቱ ታከለ ትፈታሕ፣ ኣብዲ ረጋሳ ይፈታሕ፣ፍትሒ ንሃጫሉ፣ቀ/ሚ ኣብይ ንህዝቢ ኦሮሞ ምቕታል ጠጠው ኣብል፣ ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት'ውን ኣስሚዓን።