ደም ባንኪ መቐለ ሕብረተሰብ ደም ክልግስ ፀዊዑ

Your browser doesn’t support HTML5

ደም ባንኪ መቐለ ሕብረተሰብ ደም ክልግስ ፀዊዑ

ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ምልጋስ ደም ብምዝሕሓሉ ዋሕዲ ደም ከጋጥም ምኽኣሉ ዳይረክተር ደም ባንኪ መቐለ ኣይተ ሳምሶን የማነ ገሊፆም።

ዳይረክተር ደም ባንኪ መቐለ ኣይተ ሳምሶን የማነ ከይዲ ሕክምና ኣብ ስራሕ እናሃለወ እቲ ምልጋስ ደም ግን ብምዝሕሓሉ ነዚ ንምትካእ ፃዊዒት ምልጋስ ደም ከምዝገበሩ ይዛረቡ። ምስ ኣይተ የማንን ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ደም ክልግሱ ምስ ዝረክብክዎም ከምኡ'ውን ሜዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ዓይደር ዶ/ር ርእየ ኢሰያስን ዝሃቡኒ ሓበሬታ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ደም ባንኪ መቐለ ሕብረተሰብ ደም ክልግስ ፀዊዑ