ኣስመራ —
ብሕማም መንሽሮ ንኣዋርሕ ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ቀዳም ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ፡ ሰኑይ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ዝተፈጸመ ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ (ዱላ)፡ ኣብ ሓጺር ናይ ደርፊ ጻንሖቱ ተዘካሪ ስራሓት ዘፍረየ’ዩ።
ንህይወት እቲ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ሞት ዝቐደሞ ድምጻዊ ኣመልኪቱ ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ዮናታን ዱላ ብኣዒንቲ መቕርቡን ኣዕሩኽቱ ስነ-ጥበብን