ዝኽሪ ባህር ስነጥበበኛ  ተኽሊንኪኤል ገብሩ(ወዲ ገብሩ) ብቓላት መቓልስቱ፡መሳርሕቱን ስድራ ቤቱን

 ስነጥበበኛ ተኽሊንኪኤል ገብሩ(ወዲ ገብሩ)

ዝሓለፈ ሰሙን ድሕሪ ሓጺር ሕማም ኣብ መበል 71 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ ባሃር ስነጥበበኛ ተኽሊንኪኤል ገብሩ ኣመልኪቶም መቓልስቱን፡ ገዲም ስነጥበበኛ በረኸት መንግስተኣብ፡ገዲም ሙዚቐኛ ተወልደ ገረዝጊሄርን ኣባል ባህላዊ ጉዳያት ኤልያስ ሉቃስን ስድራ-ቤት ወዲ ገብሩን ንድምጺ ኣመሪካ ዝኽርታቶም ኣካፊሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ዝኽሪ ባህር ስነጥበበኛ ተኽሊንኪኤል ገብሩ(ወዲ ገብሩ)ብቓላት መቓልቱ፡መሳርሕቱን ስድራ ቤቱን