ዝኽሪ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገ/እግዚኣብሄር ብስድራን ፈተወትን

Your browser doesn’t support HTML5

▶ዝኽሪ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገ/እግዚኣብሄር ብስድራን ፈተወትን

ተመራማሪ፣ ተሓላቂ ሓለዋ ኸባብን ሓረስቶት ድኻ ዓድታትን ዝነበሩ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገ/እግዚኣብሔር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 83 ዕድሚኦም ካብዚ ዓለም ተፈልዮም።

አብ ህይወት ዘመኖም ንዘበርከትዎ ኣበርክቶ ሽልማት ወሲዶም እዮም። ከምኡ'ውን ካብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ሓለዋ ኸባቢ 'ናይ መሬትና ጀግና' ዝብል ሽልማት ረኺቦም'ዮም።