መቐለ —
ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም ዝዓረፈ ድምፃውን ደራሲ ግጥምን ዜማን አሚር ዳውድ ስነስርዓት ኣብ መጀመርያ ወርሒ መጋቢት ኣብ ከተማ መቐለ ተፈፂሙ።
ድምፃዊ ኣሚር ዳዉድ ብኣስታት 400 ሽሕ ብር ወፃኢ ዘሐተማ ካሴት ሸይጡ ብሰንኪ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ካብ ዝተፈላለዩ ካባቢታት ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ተጋሩ ከምዘወፈየ ተፈሊጡ’ሎ።
ስነ ስርዓት ቀብሪ ድምፃዊ ኣሚር ዳዉድ ስድርኡን ኣድነቕቱን ኣብዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ መቐለ መጋቢት 1,2019 ተፈፂሙ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዝኽሪ ድምጻዊ አሚር ዳውድ