ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ቢሾፍቱ ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

Your browser doesn’t support HTML5

ቤተሰብን ፈተወትን ግዳያት ዝሓለፈ ዓመት ዝወደቐት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እታ ነፋሪት ዝወደቐትሉ ቦታ ብምትእኽካብ ንግዳያት ይዝክሩ። ሪፖርት ጠንቂ ምውዳቕ ሞይንግ 737 ማክስ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ክዛዘም ትጽቢት ተጌርሉ’ሎ። ቤተሰብን ፈተወትን ግዳያት ኣብ አዲስ አበባ ብምትእኽካብ ናብቲ እታ ነፋሪት ዝወደቐትሉ ቦታ ብምኻድ ንግዳያት ዘኪሮም ኣለው።