ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ንአባላት ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

Your browser doesn’t support HTML5

ስድራቤትን ፈተወትን አባላት ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ቢሾፍቱ ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓመት ናይ ዝኽሪ ስነ ስርስርዓት አካይዶም። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሶሉስ ስነ ስርዓት ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ንግዳያት ዝወደቐት ነፋርቲ 302 ኣብ አዲስ አበባ ምክያዱ ተገሊጹ።