ዝኽሪ መበል 400 ዓመት ቀዳሞት ኣፍሪቃዊያን ጊልያታት ኣሜሪካ ዝበጽሕሉ(3ይ ክፋል)
Your browser doesn’t support HTML5
ሓንቲ ሃገር ንዘመናት ዝጸንሓ ጊልያነት ብከመይ ትድሕን? ህውየት ካብ ንታሪኽ'ታ ሃገር ካብ ምርዳእ'ዩ ዝጅምር። ኣብ ኣንጎላ መንእሰያት ብዛዕባ ንግዲ ጊልያነት ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ይመሃሩ ኣለው- እቲ ታሪኽ ናብ 1400 ክፍለ ዘመን ዝምምለስ'ዩ። ጋዜጠኛታት ድምጺ ኣሜሪካ ማይራ ፈርናንደስን ቤቴ ኣዩብን ናብዛ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብምኻድ ንግለ ካብቲ ታሪኽ ንግዲ ጊልያነት ተዓዚበን ኣለዋ።