ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሙዚቃን ዝጻወት ኣብነታዊ መንእሰይ ዕበ ለገሰ
Your browser doesn’t support HTML5
ይብል፡፡
መንእሰይ ዕበ ለገሰ መሳርሕታት ሙዚቃ ቦክስ ጊታር፣ክራር፣ጭራ፣ኦርጋን፣ሻምብቆን ካልኦትን ኣብ ገዝኡ ዝርከቡ ናይ ሙዚቃ መሳርሒታት ይፃወት፡ ብዘይካ’ዚ ስእልታት ብእርሳስ ምስል እውን ይፈታትን አዩ፡፡
Your browser doesn’t support HTML5