ዝበለጸ ጸወታታት ጋንታ ሪቨርሆፐርስ ናይ ናይጀርያን ጋንታ ፓትርዮትስ ናይ ሩዋንዳ

Your browser doesn’t support HTML5

ማሕበር ኩዕሶ ስክዒት ሰሜን ኣሜሪካ ዝምወል ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ኩዕሶ ስክዒት ኣፍሪቃ ትማሊ ስንበት ኣብ ዋና ከተማ ሩዋንዳ ኪጋሊ ብወግዒ ተጀሚሩ:: ትማሊ ካብ ዝተጋጠማ ጋንታ ሪቨርሆፐርስ ናይ ናይጀርያን ጋንታ ፓትርዮዮትስ ናይ ሩዋንዳ ዝበለጸ ጸወታታት እዚ ይመስል ኔሩ