ዝስራሕ ዘሎ 22 ኪ.ሜ ጽርግያ ባህርዳር ጢስ አባይ ተመሪቑ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ናብ ጢስ አባይ ኣብ ዝወስድ ናይ 22 ኪ.ሜትር ናይ ጽርግያ መንገዲ መሰረት ሎሚ ከምዝተነበረ ተገሊጹ።

ሎሚ አማስይኡ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ኣቶ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ናይ ፈደራልን ክልልን ሰበ ስልጣን ኣብ ዝተረኽብሉ ስነ ስርዓት መሰረት እምኒ ከምዝተነብረ ተፈሊጡ’ሎ።

ነቲ ዝስራሕ ዘሎ 22 ኪ.ሜ ዝንውሓቱ ጽርግያ ባህርዳር ጢስ አባይ ናይ እምኒ መሰረት ዘንበሩ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ደመቀ መኮነን ኣቲ ከባቢ መናሃርያ ቱሪስት ብምኳኑ እቲ ትሕቲ ቅርጺ ብጽፈት ኣብቲ ዝተመደበሉ ጊዜ ክዛዘም ኣለዎ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዝስራሕ ዘሎ 22 ኪ.ሜ ጽርግያ ባህርዳር ጢስ አባይ ተመሪቑ