ዋሽንግተን —
ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ ትሕቲ ‘TEAM YGT’ ዝብል ስም ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ንዘሎ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ንምሕጋዝ ብቋንቋታት ኣምሓርኛ: ትግርኛ: ኣፋን ኦሮሞን ሶማልን ጽሑፋት አዳልዮም ኣለው።
እቲ ጉጅለ ካብዚ ብተወሳኺ ምስ መንግስቲ ፈደራልን መንግስታት ክልላትን ብምትሕብባር ኣብቲ ሰብ ሞያ ጥዕና ንዘለው ሰራሕተኛታት ኤክስተንሽን ጥዕና ካብዚ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዞም ካብ ርሕቐት ስልጠና ንምሃብ’ውን ወጢኖም ድሮ ኣብ ከተማ ባህርዳር ፈቲኖም ኣለው።
ብዛዕባ’ዚ መብርሂ ዝሃበ አባል’ቲ ጉጅለ ዶ/ር አግአዚ ገብረማርያም’ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዝርግሓ ቫይረስ ኮሮና ንምክልካል ጽሑፋት ብቋንቋታት ትግርኛ: ኣምሓርኛ: ኣፋን ኦሮሞን ሶማልን ዘዳልው ጉጅለ
Your browser doesn’t support HTML5
ዝርግሓ ቫይረስ ኮሮና ንምክልካል ጽሑፋት ብቋንቋታት ትግርኛ: ኣምሓርኛ: ኣፋን ኦሮሞን ሶማልን ዘዳልው ጉጅለ