ዋሽንግተን —
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጊሰን ዝተባህለት ከተማ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ብዝተፈጸመ ጎንጻዊ መጥቃዕቲ ልዕሊ 30 ሰባት ከምዝቖሰሉ ክግለጽ ቀንዩ`ሎ።
ጠንቅን ሳዕቤንን ናይቲ መጥቃዕቲ፡ ከምኡ`ውን ሕጋዊ ኣተሓሕዛ ፖሊስ ጀርመን ብመጠኑ ንምፍላጥ፡ ንተኽልያ መኮነን፡ ኣብ ጀርመን ከባቢ 40 ዓመት ዝተቐመጠን፡ ምሁር ፓለቲካዊ ሳይንስን፡ ሃብቶም ዮሃንስ ድማ ኣብ ሆላንድ ነዊሕ ዝተቐመጠ ጋዜጠኛን ተሓላቒ ናጻ ፕረስን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ፈነወ ትግርኛ ቀዳምኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ፈነወ ትግርኛ ሰንበት