ዘተ: ኣብ ጉዳይ ናይ ፈጠረ ወረን ብዘይፍላጥ ዝዝርጋሕ ግጉይ ሓበሬታን

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ጉዳይ ኮነ ኢልካ ዝግበር ናይ ፈጠራ ወረን ብዘይፍላጥ ዝዝርጋሕ ግጉይ ሓበረታን ኣብ ህዝቢ ዘውርዶ ኩሉ መዳያዊ ሳዕቤንን: ሓቅን ሓሶትን ዜና ንምፍላይ'ከ እንታይ ክግበር ኣለዎ? ንህዝቢ ቅኑዕ ሓበረታ ኣብ ምሃብ ክውሰዱ ዝግብኦም ምድላዋት'ከ እንታይ'ዮም ኣብ ዝብሉ መዘራረቢ ነጥቢንክልተ ኣብ ሞያ ምስትምሃር ጋዜጠኝነት ልዑል ተመክሮ ዘለዎም ኣጋይሽ ዓዲምና'ለና።

ዶ/ር ሄርሞን ዑቕባሚካኤል ካብ ኬፕታውን ደቡብ ኣፍሪቃ:ኣቶ ሃብቶም ዮውሃንስ ካብ ነዘርላንድስ'ዮም::

ምሉእ ትሕዝቶ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ናይ ፈጠረ ወረን ብዘይፍላጥ ዝዝርጋሕ ግጉይ ሓበሬታን(1ይ ክፋል

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ: ኣብ ጉዳይ ናይ ፈጠረ ወረን ብዘይፍላጥ ዝዝርጋሕ ግጉይ ሓበሬታን(2ይ ክፋል)