ዘተ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ክልል ትግራይ

ኮቪድ 19 ኣብ ትግራይ ዝርገሐኡን ንምክልኻሉ ዝስርሑ ስራሓትን ምስ ህሉው ኩነታት ተተሓሒዙ መንግስቲ ብኸመይ ይሰርሕ ኣሎ ዝብልን ከምኡ'ውን ተሞክሮ ኣብቲ ለበዳ ለውጢ ዘምፅኡ ሃገራት ከካፍሉና ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና ።

ዶ/ር ሓርነት ኣዳነ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣተሓባባሪ ኮቪድ 19 ካብ መቐለ ኣቶ ገ/ሃዋርያ ገ/ክርስቶስ-ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣተሓባብሪ ጥዕና ኣዴታት፣ህፃናት ኣባፅሕን:ዶ/ር ተስፋይ ተጠምቀ ካብ ሰሜን ኣሜሪካ ግዝኣት ቨርጂንያ እዮም ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም


Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ትግርኛ ሰንበት