ዘተ ኣብ ጉዳይ ሕርሻን ሓረስታይን ክልል ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ውሽጢ’ዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት፣ አብ ልዕሊ ሓረስቶትን ሕርሻን ክልል ትግራይ ዝወረደ ዕንወት መዳርግቲ ኣልቦን እቲ ንዝሓለፉ ኣስታት ሰላሳ ዓመታት ሓያል ጻዕሪ ዝተገብረሉ ህዝባዊ፣ ውልቃዊን መንግስታዊን ስራሕ ንድሕሪ ዝጎተተ ምኳኑ ኪኢላታትን ሙሁራትን ይሰማምዑ።