ዘተ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተመርጸ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ እቲ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝተኻየደ ኲናት ኣብ ፕሪቶሪያ ብዝተኸትመ ስምምዕ ደው ምባሉ ዝዝከር እዩ። ካብቶም ስምምዓት ሓደ ዝኾነን ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ጊዝያዊ ምምሕዳር ምጥያስ ኮይኑ ፕረዚደንት እቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ተመሪፁ፡ ፈደራል መንግስቲ'ውን ኣጽዲቑዎ'ሎ።