ዘተ ኣብ ስነ ኣእምሮኣዊ ጉዳይ ስደተኛታት መንእሰያት(ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል)

ፋይል

ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራዊያን መንእሰያት ብሰንኪ ዝተፈላለየ ጸቕጢ ኣእምሮ ዘርእይዎ ዘለው ናይ ምጭናቕን ርእስኻ ምቕታልን ዝኣመሰሉ ባህሪያት ኣዝዩ ዘዘራርብ ዛዕባ ኾይኑ’ሎ።

ኣብዚ ጉዳይ ዝተፈላለዩ ሞያን ኣፍልጦን ዘለዎም አጋይሽ ዘካየድዎ ልዝብ ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ ኣብ ስነ ኣእምሮኣዊ ጉዳይ ስደተኛታት መንእሰያት


ካልኣይ ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ ኣብ ስነ ኣእምሮኣዊ ጉዳይ ስደተኛታት መንእሰያት (ካልኣይ ክፋል)


ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ ኣብ ስነ ኣእምሮኣዊ ጉዳይ ስደተኛታት መንእሰያት(ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል)