ዘተ: ኣብ መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት(2ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ብስራት ኣማረ ካብ ኮሎምቦስ ኦሃዮ፥ ኣቶ ይኩኖ መስፍን ድማ ካብ ቦስተን ማሳቹሰትስ

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፥ብዘይ ሕገ-መንግስታዊ ኣገባብ፥ ምርጫ ንምግባር ምብጋስ፥ ንሃገርን ህዝብን ንዝኸፍአ ሓደጋ ዘቃልዕ ስለዝኾነ፥ መንግስቲ ድሕነት ሃገር ንክሕሉ ክብል ወሳኒ ስጉምቲ ክወስድ ክግደድ`ዩ ኢሎም።

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ነቲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ተመዲቡ ዝነበረ ሃገራዊ ምርጫ ድሕሪ ምስራዙ፥ ገዛኢ ክልል ትግራይ ህወሓት፥ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ ዝተመደበሉ ጊዜ ዘይካየድ እንተኾይኑ፥ ብደረጃ ክልል ፥ምርጫ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ`ዩ።

ነዚ ክልተ ምስሕሓብ ብክልተ ኢትዮጵያውያን ተወላዶ ክልል ትግራይ ንምርኣይ ተወልደ ወልደገብር ኤል ንኣቶ ብስራት ኣማረ ካብ ኮሎምቦስ ኦሃዮ፥ ኣቶ ይኩኖ መስፍን ድማ ካብ ቦስተን ማሳቹሰትስ ዓዲሙ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ: ኣብ መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ: ኣብ መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት