ዘተ ቴለቪዥን፤ “ኢትዮጵያ፤ መንገድታት ንዘላቒ ሰላም”
Your browser doesn’t support HTML5
ድምጺ ኣመሪካ ፕሮግራም መደብ ትግራኛ “ኢትዮጵያ፤ መንገድታት ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ቀዳም 15 ሚያዝያ ዘተ ኣካዪዱ ነይሩ።
Your browser doesn’t support HTML5