ዘተ፤ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸሉ?

ድሕሪ ስምምዕ ደቡብ-ኣፍሪቃ፡ ንተራን መጻኢ ኩነታት ኤርትራን ኣብ ዝምልከት ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነበርን ኣብ በበይኑ ላዕለዋይ ጽፍሒ እቲ ግንባርን መንግስቲን ኰይኑ ዘገልገለ ሕጂ ኣብ ቶሮ ዩኒቨርስቲ መምህር: ኣብ ማሕበረኮም ኤርትራ ነዊሕ እዋን ዝሰርሐን ንፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ብቐረባ ዝከታተልን ኣልኣዛር ኣብርሃም ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ፈነወ ትግርኛ ቀዳም

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዘተ፤ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ንኤርትራ ብኸመይ ይጸሉ?