ዕድመ ፕረዚደንት ኣመሪካ የካትዕ

Your browser doesn’t support HTML5

ብዕድመ ዝዓበዩ ፕረዚደንትታት ኣመሪካ ንዝቕጽል ናይ መዝነት ጊዜክወዳደሩ ኣብ ዘንቀድሉ እዋን፡ ኣመሪካውያን ነዛ ሃገር ንክትመርሕ ንምምራሕ ዕድመ ክንደይ ክከውን ኣለዎ ዝብል ሕቶ ከልዕሉ ጀሚሮም ኣለዉ። ኣብ ፖለቲካ ዕድመ ካብ ቁጽሪ ምዃኑ ዝሓልፍ ኣይኮነን። እንተኾነ መዘራረቢ ጉዳይ ጉይኑ`ሎ።