ትሕቲ 15 ዓመት ዕድመ ውድድራት ሴካፋ 2019 ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ክጅመር'ዩ

ኣብ ኣስመራ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ዝካየድ ትሕቲ 15 ዓመት ዕድመ ውድድራት ሴካፋ (CECAFA) ማለት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ጽባሕ ክጅመር’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዕድመ ውድድራት ሴካፋ ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ክጅመር'ዩ