ዕዳጋ ኣእካልን ጥረ-ምረን መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ስእነት ቀረባት፡ ዕጽዋን ካልእ ምስ ኲናት ዝተኣሳሰር ምጕስቓል ንቡር ህይወትን ተደሚሩዎ፡ ኣብ መሸጣ ኣእካልን ጥረ-ምረን ዝነጥፉ ነበርቲ ከተማ መቐለ ዓቢ ወሰኽ ዋጋ ከም ዘሎ ይዛረቡ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዕዳጋ ዓዲ-ሓቂ መቐለ ተዛዊሩ ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣዘራሪቡ ኣሎ።