ዕውት ካልኣይን ሳልሳይን መድረኽ ቱር ርዋንዳ 2019 መርሃዊ ቅዱስ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብቲ ሎሚ ዝተኻየደ 102.6 ኪ.ሜ ዝሸፈነ ራብዓይ መድረኽ ቱር ሩዋንዳ 2019 ኮሎምብያዊ ኤድዊን ቫንጋስ ቀዳማይ፡ ስፔናዊ ፓብሎ ቶረስ ካልኣይ ፡ ኤርትራዊ ሲራክ ተስፎም ሳልሳይ ኮይኖም ተዓዊቶም።
ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ብውህሉል ነጥቢ መሪሕነቱ ቀጺሉ’ሎ።
መርሃዊ ቅዱስ ራብዓይ መድረኽ ቅድሚ ምጅማሩ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምርኣይ ይክኣል።