ኣስመራ —
ስነ-ጥበባዊ መሓሙድ መሓመድ ኣጋር ኣብ 1982 ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ከባቢ ቢሻ እትርከብ ኣዳራት ኣብ ትበሃል ንእሽቶ ዓዲ ተወሊዱ ኣብ ቡኮ ከባቢ ኣውጋሮ’ዩ ዓብዩ። ኣብ መድረኽ ብዝርእዮ ውዑይን ሰሓብን ምንቅስቓስ ዝልለ ስነ ጥበባዊ ኣጋር፡ ባህሊ ብሄረ ናራ ኣብ ምልላይ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎን ብህዝቢ ጽቡቕ ተቐባልነት ዝረኸበ ድምጻውን ተላሃይን’ዩ።
ናይ ሎሚ ጋሻ ቂሐ ጽልሚ ስነ-ጥበባዊ ኣጋር ንኣጀማምራ ስነ-ጥበባዊ ሂወቱ ብዝሃቦ መብሪሂ ይጅምር።ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Your browser doesn’t support HTML5
ዕላል ምስ መንእሰይ ስነ ጥበበኛ ብሄረ ናራ -መሓሙድ መሓመድ ኣጋር(ኣጋር)
Your browser doesn’t support HTML5
ዕላል ምስ መንእሰይ ስነ ጥበበኛ ብሄረ ናራ -መሓሙድ መሓመድ ኣጋር(ኣጋር)