ዕላል ምስ ዲዛይነር ጫማታት: ማልያን ቆብዕን

Your browser doesn’t support HTML5

ምሩቕ ስነ-ህይወት ካብ ኮለጅ ሳይንስን ማይ-ነፍሒን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ቀይሕ-ባሕሪ ኣስመራ ዝምህር ዘሎ መንእሰይ ናኦድ ያቆብ ኣብ ትርፊ ግዜኡ ኣብ ኣብ ጫማታት፡ ማልያን ቆቢዕን ዲዝያን ይገብር። ንስራሓቱ ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።