ዕላል ምስ ደራስን ኣላይን ዕውቲ ኣህጉራዊ ሽልማት ዝኾነት ፊልም `ዜና ዕረፍቲ`

ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝተገብረ ናይ ፊልም ፌስቲቫል ብኤርትራዊ ስነ-ጥበበኛ ኤፍሬም ካሕሳይ ዝተደርሰትን ዝተኣለየትን "ዜና ዕረፍቲ" ዝተሰመየት ሓጻር ፊልም ናይ ወርቂ ሽልማት ረኺባ`ላ።


እቲ ኣብ ሳንዲያጎ ካሊፎርንያ ዝመደበሩ ኤንዲፈስት ዝተባህለ ማሕበር፡ ኣብ ዙርያ ዓለም ንዝፈርዩ ብዙሕ ቆላሕታ ዘይረኽቡ ፊልምታት ሽልማት ዝህብ`ዩ።

ወዲ ኳዳ ብዛዕባ`ታ ዝተሸለመት ፊልሙ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣዕሊሉ`ሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ምስ ደራስን ኣላይን ዕውቲ ኣህጉራዊ ሽልማት ዝኾነት ፊልም `ዜና ዕረፍቲ`