ዋሽንግተን —
ምሁር ሕጊ ኣቶ ኣብርሃም ተስፋይ ካብ ኣትላንታ "ድልዱላት ኣዕኑድ ዕዉት ሓዳር" ትብል ሓዳስ መጽሓፍ ጽሒፉ'ሎ።
ቅድሚ ሎሚ እውን ንሕብረተሰብ ይጠቅም ዝበሎ መጻሕፍትን ጽሑፋትን ብምብርካት ዝፍለጥ ኣቶ ኣብራሃም፥ ኣብዛ ዳሕረወይቲ መጽሓፉ፡ ኣብ ስደት ብዛዕባ ዘጋጥም ብድሆታት ሓዳርን መፍትሕታቱን ኣሚቱ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ 'ድልዱላት ኣዕኑድ ዕውት ሓዳር'