ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ 'ድልዱላት ኣዕኑድ ዕውት ሓዳር'

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ምሁር ሕጊ ኣቶ ኣብርሃም ተስፋይ ካብ ኣትላንታ "ድልዱላት ኣዕኑድ ዕዉት ሓዳር" ትብል ሓዳስ መጽሓፍ ጽሒፉ'ሎ። ቅድሚ ሎሚ'ውን ንሕብረተሰብ ይጠቅም ዝበሎ መጻሕፍትን ጽሑፋትን ብምብርካት ዝፍለጥ ኣቶ ኣብራሃም፥ ኣብዛ ዳሕረወይቲ መጽሓፉ፡ ኣብ ስደት ብዛዕባ ዘጋጥም ብድሆታት ሓዳርን መፍትሕታቱን ኣሚቱ'ሎ።